መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ካሜራ ዝተቐረጸ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ህግደፍ ተዋሒጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ መዓት ኣቃሊዓ። December 7, 2009 1:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ቪድዮ ካሜራ ዝተቐረጸ ‘መንግስቲ ዘእንግዶ ራዕድን ፍርሕን’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ተዋሂጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ዝወረድ ዘሎ ግፍዕን መከራን ኣቃሊዓ። Continue reading POST TAGS: ‘ቲህዝቢህግደፍመዓትመደበርብሕቡእብምዝርጋሕብራዕዲተዋሒጡቴለቭዥንኣቃሊዓ።ኣብኣጀዚራ፡ኤርትራካሜራወሪዱውሽጢውጹዕዘሎዝተቐረጸ
ደረት ዝሰኣነ ህግደፋዊ ናይ ሱናሚ መዓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ! ክሳብ መዓስ፧ December 4, 2009 1:27 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ እዋናት መራኸቢ ብዙሓን ናይ ሃገር ኖርወይ፡ ንጉዳይ ሃለዋት ህዝቢ ኤርትራ ኣመልኪተን ብቐጻሊ ሻቕሎተን ከቃልሓ ጽኒሐን። እቲ ብዝያዳ ዘሻቐለን ዘሎ ድማ እቲ ደረት ዝሰኣነ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ፣ ዝተፈላለየ መልክዕ ዝኽተል ህግደፋዊ መዓት እዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢህግደፋዊልዕሊመዓስ፧መዓትሱናሚናይኣብኤርትራክሳብዝሰኣነደረት
ዘይቅዱስ ዕላማ ብስም ተዋህዶ፡ መዓት ዝወረዶ ህዝቢ ኣትላንታ! October 1, 2009 12:13 amፖለቲካassenna00 SHARE ታሪኽ ክርስትና ከምዝምስክሮ ፍቕሪ፡ ትሕትና፡ ፍትሕን ንውጹዓት ምውጻእ…መሳሊ ካብ መሰረት ትምህርቲ ክርስቶስ ስለዝኾነ እቶም ዘተግብርዎ ብፍሪኦም ይዕቀኑ። እሞ፡ ብርሃኖም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይበርህ። እቶም ብስም ክርስቶስ ክርስትያን ኢና እና በሉ ኣብ ዓለምና መሳርሒ ንገዛእቲ ዓለም ኮይኖም ዘሻርዉ ግን ዓስቦም ካብ ገዛእቶም ይኸውን። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመዓትብስምተዋህዶ፡ኣትላንታዕላማዘይቅዱስዝወረዶ
ዋዛን ኣዋዘን፡ ቀምሽ-ኣደይ ‘ምበር መዓት ወሪዱዎ ! June 30, 2007 10:14 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ምበርመዓትቀምሽኣዋዘን፡ኣደይወሪዱዎዋዛን