ኣብ መዓስከር ሳዋ ካብ ዝርከብ ቤትምህርቲ ንዘምለጡ መማህራን ንምትካእ ብዙሓት ተማሃሮ ከም መማህራን ከገልግሉ ተሓርዮም ተሪፎም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 1, 2010 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መማህራንመዓስከርምንጭታትሳዋቤትምህርቲብዙሓትተሓርዮምተማሃሮተሪፎምንምትካእንዘምለጡኣብከምከምዘለዉከገልግሉካብዝርከብ
ኣብ ሞሎኽሶይቶ ተድኵኑ ዝነበረ መዓስከር ስለያ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ – ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- September 27, 2008 12:19 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሞሎኽሶይቶ ተድኵኑ ዝነበረ መዓስከር ስለያ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ፥ -ሓይልታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ(ግሃድኤ) Continue reading POST TAGS: ሃገራዊመዓስከርሙሉእሞሎኽሶይቶስለያብሙሉእተደምሲሱተድኵኑኣብኤርትራዝነበረድሕነትግንባር