መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። February 10, 2011 6:41 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ27 ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣሰና ‘ውን ነቲ ኩነታት ኣረጋጊጻቶ ኣላ። Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ህግደፍሎሚሓቢሮም።መወዳእታምስምንጭታትስርዓትቐጠርናብኢሳይያስኣስመራኣብኣፈወርቂ፡ከምዘይተመልሰከደካብክሳብወርሒጥሪ
ዝወዓለ ይንገርካ – መወዳእታ ርእይቶ September 3, 2010 11:09 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ተመኩሮ ይምሃርካ ዳግማይ ድርዕቶ ከይድርዓካ ከም ዝበሃል፡ ዕውት ሃገራዊ ዋዕላ ካብ ዝመስከረልናን ዘረጋገጸልናን ተማሂርና ክንምህረሉ ንሓዋሩ እንቐስነሉ ባይታ ንምንጻፍ እቲ ክሳዕ ሕጂ ዝነበረ ምዕንቃፍ ዘኽትመሉ ኣብ ኢድና ስለ ዘሎ ካብዚ ዋዕላ ተበጊስና ናበይ ንምብጻሕን እንታይ ንምጥጣሕን መልሲ እንህበሉ ሰዓት ኣኺሉ እዩ፡፡ Continue reading POST TAGS: መወዳእታርእይቶዝወዓለይንገርካ
መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ – 2ይ ክፋል April 18, 2009 9:36 amፖለቲካassenna00 SHARE ናይ ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ፡ ጌና ካብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ፡ ዝኾነ ናይ ገንዘብ ኣታዊ ዝረኽበሉ ግድፈት እንተረኺቡ ዓይኑ ዝሓሲ ውድብ ኣይነበረን። ስለ ዝኾነ ኢዩ ኸኣ፡ ብመንገዲ ምቁጽጻር ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድን ናይ ስራሕ ኣሳላጥን ናይ ምስሊ ወናንን መሓመድ ኣልኣሚን ገረወይና /ወዲ ገረወይና/፡ ነቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበረ ናይ ጓሓፍ ኩንትራት፡ ብጹጹይ መንገዲ ተተሓሒዘምዎ ዝነበሩ። Continue reading POST TAGS: 2ይመወዳእታመጀመርታቲናይክፋል
መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ February 13, 2009 3:37 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቲናይ
ኤርትራ ብነጻነት ፕረስ ኣብ መወዳእታ ደረጃ። October 23, 2008 6:28 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሪፖርተር ስግር ዶብ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብዛዕባ ደሞክራስን ነጻነት ፕረስን ኣብ ዝሃቦ ጸብጻብ፡ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝለዓለ ቦታ ክስረዓ ከለዋ ገለ ሃገራት ካሪብያን ካብ ፈረንሳን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝበለጸ ነጻነት ፕረስ ከም ዘለወን ኣብሪሁ። Continue reading POST TAGS: መወዳእታብነጻነትኣብኤርትራደረጃ።ፕረስ
መጀመርታ ናይቲ መወዳእታ? ( ቃል ኣሰና) June 17, 2008 6:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንስርዓት ህግደፍ ሓዲግካ፡ ቅድሚ ቁሩብ ሳምንታት፡ “ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ግዝኣተይ ኣትዮም ኣለዉ፡ ወጥሪ ተኸሲቱ ‘ሎ” ክትብል ጅቡቲ ክሳብ ውድብ ሕቡራት ዘሰምዓቶ ኣቤቱታ ዝተኸታተለ ሰብ፡ በዚ ብ11ን 12ን ሰነ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ዘጋጠመ ብረታዊ ረጽሚ ክግረም ኣይክእልን እዩ። Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቃልናይቲኣሰና