ወርቃዊ ዕድል ተባዕ ስጉምቲ እንተዘይረኺቡ መኻን ዕድል ‘ዩ! May 10, 2010 9:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት ሓደ መንእሰይ ተጋዳላይ፡ ኣብ ጎደና ሓርነት ኣስመራ (ኮምብሽታቶ) ኣብ ዝርከብ እንዳ ሻሂ ምስ መሳትኡ ኣብ ዕሙር ዕላል ተጸሚዱ ኸሎ፡ ሓደ ስሉጥ-ሎቶሪ ዝሽይጥ ቆልዓ ሃንደበት ድምብር ኢሉ፡ “ሎተሪ ሎቶሪ” ኢሉ እናድሃየ፡ ነቲ ጥማር ሎተሪ ናብ ኢዱ ውትፍ ኣበለሉ። Continue reading POST TAGS: ‘ዩመኻንስጉምቲተባዕእንተዘይረኺቡወርቃዊዕድል