ተጠሊሙ ሕድሪ ስዉኣትና። ክሳብ መኣስ`ዩ February 23, 2011 10:10 amፖለቲካassenna00 SHARE ክቡር ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ!! ህዝባዊ ማዕበል ዝዓግት ሓይሊ ከምዘየሎ፡ ኤርትራውያን ፡ ብናይ 30 ዓመታት መሪር ብረታዊ ቓልሲ፡ ብከቢድ ክቡር ዋጋ ብሉጻት ዜጋታትና፡ ዝዓነወ ዝተራሰየ ሃብትና፡ ስደት ማሕበራዊ ምዝንባልና፡ በሰልኡ ገና ዘይሓወየ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጉዳትና፡ ድምር ኩሉ ኩቡር ዋጋ ከፊልና ናጽነት ኣረጋጊጽና። Continue reading POST TAGS: ሕድሪመኣስስዉኣትና።ተጠሊሙክሳብዩ
ኣምባሳደራት ኤርትራ በዚሑ ሓሶትኩም ምትላልኩም: ክሳብ መኣስ ክንጽመም እስከ ይቀላዕ ሓቀኛ ታሪኽኩም February 3, 2010 8:28 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣቶ ተስፋንኪኤል ገራህቱ ኣምባሳዶር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ። ኣቶ ተስፋማርያም ተኸስተ/ወዲ ባሻይ/ ኣምባሳዶር ኣብ እስራአል። ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ኣምባሳዶር ኣብ ኤውሮጳዊ-ሕብረት፡ ጽቡቕኩም ሕማቕኩም ታሪኽኩም ክንገልጽ ሰዓቱ ስለዝኣኸለ ኣይትቀየሙና። Continue reading POST TAGS: ሓሶትኩምሓቀኛመኣስምትላልኩምበዚሑታሪኽኩምኣምባሳደራትኤርትራእስከክሳብክንጽመምይቀላዕ