ንገሃነም መንግስተ ሰማይ’ዩ ምባል ነውሪ’ዩ። December 31, 2010 12:38 amፖለቲካassenna00 SHARE እነሆ 2010 ዓሚ ክንብላ ሰዓታት ተሪፉና። በጋጣሚ ኣብ ሆላንድ ነይረ ሽዑ ምስ ሓደ ሰብ ብጕዳይ ሸርፊ ነዕልል። እንታይ ኮይኑ ጐዲሉ እብሎ መልሱ ንኽሰምዕ ጥራይ። ንሱ ድማ፡ ኣይሰማዕካን ዲኻ ምስዚ ኵነታት ወርቂ ሃገር ሽሻይ ብሽሻይ ክትከውንያ ኢሰያስውን ተዛሪቡንድ’ዩ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ? ክብል መልሱለይ። Continue reading POST TAGS: መንግስተምባልሰማይ’ዩነውሪ’ዩ።ንገሃነም