18 መስከረም፡ ንጹሃት ግዳያት ዝዝከሩላ ገበነኛታት ዝፍረዱላ ዕለት September 22, 2010 6:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሎሚ 18 መስከረም 2010 እዩ። እቶም ኤርትራ ካብ ምልካዊ ስርዓት ድሒና፡ መዳርግቲ መብጽዓ ስዉኣትና ንኽትከውን ፡ ቅዋማዊ ስርዓት፡ ፍትሒ፡ ግዝኣተ-ሕግን ሰብኣዊ መሰላትን ክነግስ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠለቡ ሓርበኛታት ኤርትራውያንን፡ ኣፍ ዝኾኑዎም መንእሰያት ጋዜጠኛታትን፡ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሮም ሃለዋቶም ካብ ዝጠፍእ ትሽዓተ ዓመቶም ኮይኑ ሎ። Continue reading POST TAGS: መስከረም፡ንጹሃትዕለትዝዝከሩላዝፍረዱላገበነኛታትግዳያት
ንግዳያት 18 መስከረም፡ ብብርዕና፡ ብድምጽና፡ ብእግርና ክንዝክሮም ኢና! September 17, 2008 8:20 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ብሕልና ኣብ ቤትማእሰርቶም ኣቲና ነዚ ኩነት’ዚ ክነስተማቕሮ እንተንፍትን፡ ምሕሳቡ ጥራይ ‘ኳ ከምዘስካሕክሓና ፍሉጥ እዩ። ሓርበኛታት ተጋደልቲ፡ ዑቕበ ኣብርሃ፡ በራኺ ገብረስላሰ፡ ማሕሙድ ሸሪፎ፡ ጴጥሮስ ሰለሙን፡ ወዲ ኬክያ፡ ኣስቴር ፍጽሃጼን ድሩዕ፡ ሓምድ ሕምድ፡ ብርሃነ ገረዝጊሄር፡ እስቲፋኖስ ስዩም፡ ጀርማኖ ናቲ፡ ቢተወደድ ኣብርሃን ኩሎም እቶም ብፖለቲካዊ ምኽንያት ተኣሲሮም ዘለዉ ተጋደልትን ጋዜጠኛታትን ግን ንሸውዓተ ዓመታት በልዮሙሉ። ጸብጻብ ሞቶምን ህላዊኦምን ‘ውን እቲ ዓጽመ-ስጋኦም ዝፈላለየ ኣራዊት ጥራይ እዩ ዝፈልጦ። Continue reading POST TAGS: መስከረም፡ብብርዕና፡ብእግርናብድምጽና፡ንግዳያትኢናክንዝክሮም