ካፕተን “ደንደን “ ጠንቂ ምጥሓል ‘ታ መርከብ “ናይ ኢንጂነር ጉድለት” ምዃኑ ይዛረብ። June 26, 2007 11:12 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካፕተን ናይታ ብ23 ሰነ ኣብ ህንዲ ገምገም ባሕሪ ወደብ ማንጋሎር ዝጠሓለት መርከብ “ደንደን “ ጠንቂ ምጥሓል ናይታ ህይወት ክልተ ባሕረኛታት ዝለከመት ብኮርፖሮሽን ቀይሕባሕሪ (ህግደፍ) እትውነን መርከብ፡ “ናይ ኢንጂነር ጉድለት ምዃኑ” ከምዝጠቐሰ፡ መርበብ ሓበሬታ ‘ማንጋሎርያን’ ኣብ ዘስፈሮ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። Continue reading POST TAGS: ‘ታ““ናይ“ደንደንመርከብምዃኑምጥሓልኢንጂነርካፕተንይዛረብ።ጉድለት”ጠንቂ
ቪድዮን ስእላውን ሓበሬታ ብዛዕባ ኣጠሓሕላ መርከብ “ደንደን”። June 24, 2007 10:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን "ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር" ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ'ዚ ጠውቑ ።/ ስእላዊ መግለጺ ናይ’ቲ ኩነታት ንምርኣይ ኣብ’ዚ READ MORE POST TAGS: ።ሓበሬታመርከብስእላውንብዛዕባቪድዮንኣጠሓሕላደንደን
“ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ ሎሚ ኣብ ገምገም ወደብ ማንጋሎር ጥሒላ June 24, 2007 1:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE “ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ፡ ሎሚ 23 ሰነ ካብ ወደብ ማንጋሎር (ህንዲ) 300 ሜትሮ ካብ ገምገም ባሕሪ ርሒቓ ድሕሪ ምጥሓላ ክልተ መርከበኛታት ክመቱ ኸለዉ 12 ከምዝቖሰሉ መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: “ደንደን”ሎሚመርከብማንጋሎርስምብዝብልናይኣብኤርትራእትፍለጥወደብገምገምጥሒላ