Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካፕተን “ደንደን “ ጠንቂ ምጥሓል ‘ታ መርከብ “ናይ ኢንጂነር ጉድለት” ምዃኑ ይዛረብ።

ደንደን

ካፕተን ናይታ ብ23 ሰነ ኣብ ህንዲ ገምገም ባሕሪ ወደብ ማንጋሎር ዝጠሓለት መርከብ “ደንደን “ ጠንቂ ምጥሓል ናይታ ህይወት ክልተ ባሕረኛታት ዝለከመት ብኮርፖሮሽን ቀይሕባሕሪ (ህግደፍ) እትውነን መርከብ፡ “ናይ ኢንጂነር ጉድለት ምዃኑ” ከምዝጠቐሰ፡ መርበብ ሓበሬታ ‘ማንጋሎርያን’ ኣብ ዘስፈሮ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT