ጋዜጣና ቅዱስ መሬት: መሬትና ካዕቦ ሓጥያት! May 10, 2007 11:18 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ ጋዜጣና፡ ስራሕ፡ ምዕባለ፡ ጽጋብ፡ ፍትሒ፡ ሓጎስ ጥራይ እዩ ዝንበብ። እቲ ኣብ መሬትና ተደኵኑ ዘሎ ሽቕለት ኣልቦነት፡ ድኽነት፡ ጥምየት፡ ዓመጽ፡ ጓህን ንብዓትን ኣብ ጋዜጣና ሰፈር የብሉን። Continue reading POST TAGS: ሓጥያትመሬትመሬትናቅዱስካዕቦጋዜጣና