መልሓስ December 6, 2008 12:58 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሓንቲ ልሳን: ደልያ መተርኣስ እዝኒእንቲርፊ ክዛረብ: ግደፈኒትብል ሱቕ በል: ተረሚስካ ስምዓኒ Continue reading POST TAGS: መልሓስ
መልሓስ ዝፈጠሮ መልሓስ ይቐትሎ October 4, 2008 11:18 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እዚ ተርእዮ እዚ ካብ ኩሉ ኣካላት ህግደፍ እታ ዝደኸመት ህዋሱ እዝኑ ምዃና፡ ነቲ ድሮ እንፈልጦ ሓቂ መሊሱ የረጋግጸልና። መልሓሱ ሕማቕ እናተዛረበ፡ ኢዱ ሕማቕ እናገበረ፡ ኣእጋሩ ናብ ሕማቕ እናኸደ፡ ልቡ ሕማቕ እናሓሰበ፡ እዝኑ ግን ብዛዕብኡ ሕማቕ ክትሰምዕ ኣይትደልን። ሓቂ ከም መርዚ ቆጭቆጭ ‘ያ ተብሎ። Continue reading POST TAGS: መልሓስዝፈጠሮይቐትሎ