ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ዜጋ ንሓቀኛ ምስሉ እናፈለጦ ስለዝመጸ፡ ዘይገጠምዎ ሓደስቲ ኣገልገልቲ ኣብምንዳይ ተጸሚዱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። April 26, 2009 6:04 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ውሽጢ፡ እንተላይ ኣብ ወጻኢ ብዝነብር ህዝቢ ኤርትራ መንነቱ እናተፈልጠን እናተኻዕበን ዝመጸ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብልቢ ዝቐርቦን ከም ናይ ቀደም ዝምእዘዞን ብምስኣኑ፡ ኣብዚ እዋን እዚ ኣተኲሩሉ ዘሎ ዕዮ፡ ብናይ ውሽጢ ሃገር ጸገማት ዘይተጸልዉን፡ ንኤርትራ ብመገሻ ጥራይ ዝፈልጥዋን ገርህኛታት ምምልማል ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ሓደስቲምስሉስለዝመጸ፡ስርዓትተረጋጊጹ።ተጸሚዱንሓቀኛኣብምንዳይኣገልገልቲእናፈለጦከምዘሎኩሉዘይገጠምዎዜጋ
ህግደፍ ጃሱስ፡ ፈሊጡ ዝገደፈኩም ዶ ናባኹም ይምለስ (መልኽእቲ ኣባል YPFDJ ናብ ሓደስቲ ስደተኛታት፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ነርወይ) April 3, 2009 8:11 amፖለቲካassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ሓንቲ ኣብ ኦስሎ እትነብር ኣባል ናይቲ ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ከም ሃሱስ ዘዋፍሮ ብ YPFDJ ዝፍለጥ ጉጅለ መንእሰያት ዝኾነት ኤርትራዊት ዝሰደደትልና መልኽቲ፡ ኣብ ናይ ትማሊ ረቡዕ መደብና፡ ብምኽንያት ሕጸረት ሰዓት-ፈነወ ጽማቝ መልእኽቱ ጥራይ ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ትርጉም ምሉእ ትሕዝቶኡን እቲ ብእንግሊዝኛ ዝተጻሕፈ መልእኽቲ ከምዘለዎን ከኣ ነቕርበልኩም። Continue reading POST TAGS: ypfdjህግደፍሓደስቲመልኽእቲመንእሰያትስደተኛታት፡ነርወይናባኹምናብኣባልኣብኤርትራውያንዝገደፈኩምይምለስዶጃሱስ፡ፈሊጡ