ናይ ሓሶት ለቖታ ! ካልኣይ መወዳእታን ክፋል – ብኣንቶንዮ ተስፋይ May 18, 2010 10:57 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ለቖታሓሶትመወዳእታንብኣንቶንዮተስፋይናይካልኣይክፋል
ናይ ሓሶት ለቖታ ! ልቢ ወለድ ድርሰት – ብኣንቶንዮ ተስፋይ ( ቀዳማይ ክፋል) May 16, 2010 1:21 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ’ዚ ናይ ሓሶት ለቖታ ዝብል ድርሰት ከስፍሮ ዝደለኹ መልእክቲ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰለስተ ወርሒታት ኣብ መርበብ ሓብሬታ ክጻሓፍ ዝጸንሐ፡ ጸይቕን፡ በታንን፡ ዘራጊ ሓድነት ዘይሓላፍነታዊ ዝዀነ ቢሂላት ብምጽራር ንምግላጽ እዩ። Continue reading POST TAGS: ለቖታልቢሓሶትቀዳማይብኣንቶንዮተስፋይናይክፋልወለድድርሰት