ሕጂ ለለ ትብል ከይሐነኽካ April 5, 2008 10:09 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ዓርከተይ ዓርከተይ ኢሎምላ፡ ብማሕላ ከይትድፈር ብጓና ብጕሒላ ጻሐይ ከይትህረም ክትራ ሰሪሖምላንስለ ክብሪ-ቃልኪዳን ይሕልውዋ በቢታራ ኮይኖም አብታ ዋላ!ሕጂ ተፈከርካ እንታይ ከዓብሰላንሳስ ሐዳራ ክትወጽእያ ትጽዕር ዘላ!ትም! ግዳ በል ከይትሐናኹላ። Continue reading POST TAGS: ለለሕጂትብልከይሐነኽካ