ሃገርን መንግስትን ( ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ December 10, 2010 7:36 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሓደ ካብቲ ንኤርትራውያን ጸገም ኮይኑና ዘሎ ጉዳያት፡ ኣብ መንጎ ሃገርን መንግስትን ዘሎ ፍልልይ ኣነጺርካ ከተለሊ ዘይምኽኣል ኢዩ። ሃገር ከም መሬት መጠን፡ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ኪፈጥር ከሎ ዝፈጠሮ ቦታ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገርንሓንቲመንግስትንሳህለብኣማኑኤልዓለም
ከም ህዝብን ሃገርን ቀጻልነት ክህልወና ንህግደፍ ኡፍ ንበሎ፡ December 24, 2009 1:04 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣቦታትና፡ቁልዕነት ሓይሊ ክህልዎ ይኽእል፡ተመኩሮ ዝጎድሎ ስራሑ ብጽቡቕ ለኪዑ ስለዘየጠናቕቕ፡ቆልዓስ ይጎዩ‘ምበር ኣይቅድምን ይብሉ። ኣብ ህግደፍ ዘለው ሰባት ቆልዑት ኣይኮነኑ፡ብብዝሒ‘ውን ውሑዳት ኣይኮኑን።ኣብ ተመኩሮ‘ውን ዘይነኣኣስ ተመኩሮ ዘማዕበሉ ምኳኖም ዘይከሓድ እንተኾነ፡መንግስታዊ ሓላፍነት ድሕሪ ምሓዞም ግን ካብ ምጉያይ፡ሓሊፎም ኣብ ዓወት ዘብጽሕዎ ዓብይ ሃገራዊ ጉዳይ የለን። Continue reading POST TAGS: ሃገርንህዝብንቀጻልነትንህግደፍንበሎ፡ኡፍከምክህልወና
ዘይተዓደለ ህዝብን ሃገርን!!! January 1, 2009 10:00 amፖለቲካassenna00 SHARE ሎሚ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢዩ፡፡ 2008 ተወዲኡ 2009 ይጅምር ኣሎ፡፡ ኣብ ከምዚ ዝበለ ኣውድኣመትን ፌስታን ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ዝርከቡ ህዝብታት ብታሕጓስን ብፍስሃን የሕልፍዋ ፡፡ ኮሎም መራሕቲ ሃገራት እውን ንህዝቦም ናይ ሓጎስ መልእኽትን ናይ መጻኢ መደባቶም ትንቢቶምን ብመራኸቢ ብዙሓን ተጠቒሞም መልእኽቶም የመሓላልፉ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሃገርንህዝብንዘይተዓደለ
ጠለብ ዘለናዮ እዋን፡ ቃልሲ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ውድድር ውድበይ ውድብካ፤ ሰለፈይ ሰልፍካ አይኮነን። April 19, 2008 2:38 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ጠለብ ዘለናዮ እዋን፡ ቃልሲ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ውድድር ውድበይ ውድብካ፤ ሰለፈይ ሰልፍካ አይኮነን። – From members of Eritrean Room For Strong And United Opposition in Paltalk Continue reading POST TAGS: ሃገርንህዝብንሰለፈይሰልፍካቃልሲንድሕነትአይኮነን።እምበር፡እዋን፡ውድበይውድብካ፤ውድድርዘለናዮጠለብ