ክኽውን ዝኽእል ተርእዮን ፍጻሜን February 9, 2011 12:53 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሰላም ! ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኤርትራውያን ደቂ ዓደይ ሰላም ! ኣብዚ ከባቢና ኣንጠልጢሉ ዘሎ ግመ፣ ነጎዳ፣ በርቂ፣ ኣካይድኡ ካበይ ናበይዩ ዘየፍልጠ ናይ ምዝላል ጠባይ የርኢ’ሎ ካብ ገዛና ኣብ ሓሙሻይ ጎረቤት ቱኒስ ጀሚሩ ኣብ ሳልሳይ ጎረቤት መስር በጺሑ’ሎ፣ Continue reading POST TAGS: ተርእዮንክኽውንዝኽእልፍጻሜን
ናብ ሓባራዊ ራኢን ሓባራዊ ናይ ስራሕን ፍጻሜን 2010 January 17, 2010 12:42 pmፖለቲካassenna00 SHARE መእተዊ: ብዘይ ምጥርጣር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኢሳያስ ይሳቀ ከምዘሎ ኲሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ተቓወምቲ ዉድባቱን ቃልሶም ጠጠዉ ኣየበሉን ይኩን፡ እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ገለ ምድረኽ ይደክም ኣብ ገለ መድረኽ ከኣ ይብርትዕ ምንባሩን ምህላዉን’ዉን ንኩልና ብሩህ እዩ። ብፍላይ ከኣ እተን ተቓወምቲ ዉድባት/ተስፍታት ኣብ ገለ መድረኻት ይሰማምዓ ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ሰለዝበኣሳ ኢቲ ቃልስቲ ከምቲ ዝድለ ኣይደንፈዐን ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2010ሓባራዊራኢንስራሕንናብናይፍጻሜን