ግደፍ ዝፈረየ ምስንዳው … ዝደቐቐ ’ውን ምእካብ ግድነት ከድልየና ኢዩ; – ብ ተስፋይ ተኽለ June 11, 2010 11:59 pmፖለቲካassenna00 SHARE ውጹዕ ህዝብና ወግሔ ጸብሔ ክድቅስ ክትንስእ፣ ሰላም መዓልቲ አውዕለና፣ ቅሳነትን ራህዋን ፍጠረልና፣ ደቅናን ነብስናን አብ ሕማቕ ፈተና አይተእትወና፣ ንዓና ዝኸውን ሕረስ ሐረስታይ፣ ንገድ ነጋዳይ ዝብል፣ ቅኑዕን ፍትሔኛን ዝኾነ ናይ ሰላም መንግስቲ ፍጠረልና፣ ብምባል በብእምነቱ፣ አስላማይ አብ መስጊዱ ክርስትያን አብ ቤተ ክርስትያኑ፣ ንአምላኹ ጸሎቱ ከይተሐለሎ ወትሩ ምስ አዕረገ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: …ምስንዳውምእካብግድነትተስፋይተኽለኢዩከድልየናዝደቐቐ’ውንዝፈረየግደፍ
መልእኽቲ ናብ ሚንስተር ፍትሒ ሕጊ ግደፍ June 13, 2009 5:24 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ከም ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ስለ መሰልን ፍትሕን፡ንነዊሕ ዓመታት ቁርን ኣ ስሓይታን ተገሪፍኪ፡ጎቦ ደይብኪ፡ጎላጉል ወዲእኪ ንኣህለኽቲ ኩነታት ተቓሊስኪ፡ከም ኩሎም መቓልስትኺ ተዓዊትኪ።እዚ ኩሉ ጻዕርን ከርተት ምባልኪ ከኣ፡ኣብ መንጎ መግዛእትን ነጻነ ትን፡ኣብ መንጎ ድርብ ጭቆናን ፍትሕን ዘሎ ፍልልይ ተረዲእኪ፡ኣድልዎ ሃኒጹዎ ዘነበረ ኣገ ባብ ኣዕኒኺ፡ንዝጎደለ መሰል ክትሕለቒ፡ድግድግታኺ ሸጥ ኣቢልኪ በረኻ ምውጻእኪ ዘይሰሓ ት፡ርእሺ ኩሉ ክነኣኣስ ዘይግበኦ ዓብይ ተኻፋልነት ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሕጊመልእኽቲሚንስተርናብግደፍፍትሒ