ብመጠንቀቕታ ባይቶ ጸጥታ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መንበሪ ገዛ ይቐያይር። ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድሪ ንምርኻብ ዝገበሮ ፈተነ ይንጸግ። January 18, 2009 3:13 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ (14 ጥሪ 2009) ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ካብቲ ምስ ጅቡቲ ዘከራኽር ቦታታት ክትወጽእ ተሪር መጠንቀቕታ ብምሃቡ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ዘይወግዓዊ መንበሪ ይቐያይር ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ላዕለዎትሓይሊመንበሪምስምድሪባይቶብመጠንቀቕታንምርኻብኢሳይያስኣዘዝቲኣፈወርቂዝተሻቐለዝገበሮይቐያይር።ይንጸግ።ገዛጸጥታፈተነፕረዚደንት
ኢሳያስ “ብኽፍሊ ጸጥታ ዝቐረበለይ መጽናዕታዊ ሓበሬታ”፡ ኢሉ ዝሃቦ ጸብጻብ ካቢነ ሚኒስተራት ይገማምዕ። ጎነጽ ኣንጻር ምልዕዓል ሰራዊት ይንጸግ። December 15, 2008 3:17 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብቲ ካብ 12 ክሳብ ሎሚ 14 ታሕሳስ ኣብ ምጽዋዕ ዝተኻየደ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ “ብኽፍሊ ጸጥታ ዝቐረበለይ መጽናዕታዊ ሓበሬታ”፡ ኢሉ ዘቕረቦ ነቲ ተዋዓዊዑ ዘሎ ምልዕዓል ሰራዊት ኤርትራ ዝምልከት ጸብጻብ፡ ንካቢነ ሚኒስተራት ኣስደሚሙዎን ኣሰምቢዱዎን። እቲ ምልዕዓል ብጎነጽ ክፍታሕ ኢሳያስ ዝመረጾ መርገጺ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ ግን እቲ ኣኼባ ኣብ ደገፍትን ተቓውምትን ተገማሚዑ፡ ይብሉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ። Continue reading POST TAGS: “ብኽፍሊሓበሬታ”፡መጽናዕታዊሚኒስተራትምልዕዓልሰራዊትኢሉኢሳያስኣንጻርካቢነዝሃቦዝቐረበለይይንጸግ።ይገማምዕ።ጎነጽጸብጻብጸጥታ