ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ
ትርጉም ሰላማዊ ኣግባብ ቃልሲ፡ ንጽገናዊ ለውጢ ዝዓለመ ዶ’ኾን ይኸውን …? September 3, 2009 6:33 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነታ፡ ብዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ተጻሒፋ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ መሰልና፡ ብመሮን ኢስቲፋኖአስ ዝተነበበት፡ „ዘይጎነጻዊ ኣግባብ ቃልስን መኸተ ኣንጻር ኤርትራዊ ምልክን“፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘለት ጽሕፍቲ፡ ምስ ሰማዕክዋ፡ እቲ ትሕዝቶ ናይዛ ጽሕፍቲ እዚኣ፡ ኣብ ነንሕድሕዱ ዝጋጮን ሓሳባት ምዃኑ ክግንዘብ ምስ ካኣልኩ እዩ። Continue reading POST TAGS: …ለውጢሰላማዊቃልሲ፡ትርጉምንጽገናዊኣግባብዝዓለመይኸውንዶ’ኾን