ቃለ መሕተት ኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ – ካብ ዓረብኛ ዝተተርጎመ December 3, 2010 11:01 pmInterviewassenna00 SHARE ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታመሓመድመሕተትመርበብምስቃለኑርኣልናህዳኣሕመድኣምባሳዶርካብዓረብኛዝተተርጎመ