ገበነኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሙዓመር ቃዛፊ 200 ፍሉያት ኮማንዶ ከም ዝሰደደ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። March 1, 2011 11:52 pmNewsassenna00 SHARE እቲ ሞቱን ህይወቱን ምስ ፕረዚደንት ሊብያ ሙዓመር ቃዛፊ ዘተኣሳሰረ ገበነኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝነበረ፣ ሎሚ ግን ብህዝባዊ ማዕበል ህዝቢ ሊብያ ዝግረፍ ዘሎ ውልቀ-መላኺ ንምድሓን 200 ካብቶም ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምዃን ኣብ ሳሕል ዝተዓለሙ ፍሉያት ኮማንዶ ናብ ሊብያ ሰዲዱ ‘ሎ። Continue reading POST TAGS: 200ሓቢሮም።ሙዓመርምንጭታትቃዛፊናብኢሳይያስኣስመራኣፈወርቂእሙናትከምካብኮማንዶዝሰደደገበነኛፍሉያትፕረዚደንት