Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ገበነኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሙዓመር ቃዛፊ 200 ፍሉያት ኮማንዶ ከም ዝሰደደ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

isaias gadafiእቲ ሞቱን ህይወቱን ምስ ፕረዚደንት ሊብያ ሙዓመር ቃዛፊ ዘተኣሳሰረ ገበነኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝነበረ፣ ሎሚ ግን ብህዝባዊ ማዕበል ህዝቢ ሊብያ ዝግረፍ ዘሎ ውልቀ-መላኺ ንምድሓን 200 ካብቶም ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምዃን ኣብ ሳሕል ዝተዓለሙ ፍሉያት ኮማንዶ ናብ ሊብያ ሰዲዱ ‘ሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT