ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ንምይይጥ ብጉዳይ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኦስሎ፣ November 12, 2010 12:58 amፖለቲካassenna00 SHARE ሎሚ ሓሙስ 11 ሕዳር 2010፣ ብኦስሎ ማእከል ዝተዳለወ፣ ኣብ ትሕቲ ”ዘተ ምስ ጭቆንቲ ስርዓታት – ይሰርሕዶ፧ (Dialogue with oppressing regimes – does it work) ዝብል ኣርእስቲ ተኻይዱ። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊብጉዳይንምይይጥኣብኣኼባኤርትራኦስሎ፣ከተማክፉት
ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኦስሎ, ኖርወይ September 30, 2010 10:25 pmMessageassenna00 SHARE ንዕለት 10 ጥቅምቲ 2010 ንኹሉ ግዱስ ዜጋ ዘሳትፍ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ Continue reading POST TAGS: ህዝቢህዝባዊብሰልፊኖርወይኣብኣኼባኤርትራኦስሎክፉትዲሞክራሲ
ክፉት መልእኽቲ ናብ ድምጺ ኣመሪካ June 21, 2009 12:35 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ክፍሊ ትግርኛ ንሕና ኣብ ሽቱትጋርትን ከባቢኡን ሃገር ጀርመን እንርከብ ኤሪትራዊያን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕ በራትን ከምኡውን ውልቀ ተቓወምቲ ኤሪትራውያንን ዝኾናን መደባትኩም ብተገዳስነት መዓልታዊ ኢና ንከታተሎ ። Continue reading POST TAGS: መልእኽቲናብኣመሪካክፉትድምጺ
ብምኽንያት ቅነ ከለን ኤርትራ ጠቀስ ክፉት ሰሚናት ተኻይዱ November 13, 2007 11:33 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቅነ ከለን ምኽንያት ብምግባር ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ንሙሁራት ጀመናውያን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ጀርመናውያን ኣዕሩኽ ኤርትራ ዕድመ ብምግባር ክፉት ሰሚናር ኣካይዱ፡ Continue reading POST TAGS: ሰሚናትቅነብምኽንያትተኻይዱኤርትራከለንክፉትጠቀስ