ስለምንታይ 20 ዓመታት ዕድመ ምልኪ ኣብ ኤርትራ። January 2, 2011 9:18 amHave Your Sayassenna00 SHARE ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል። Continue reading POST TAGS: ምልኪስለምንታይኣብኤርትራ።ዓመታትዕድመ

እገዳ ንህግደፍ ዶ ንህዝቢ ኤርትራ።? January 8, 2010 8:34 pmፖለቲካassenna00 SHARE ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ንስኻ ከም ትፈልጦ እዛ ሃገር እዚኣ ሃገር ንኽትከዉንን፡ ህዝቢ ናጽነት ክርእን ፍታሕን ራህዋን ንኸስተማቕርን መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ዝኸፈልካ ህዝቢ ክንስኻ፡ካብ 1991 ዓ.ም. ስጋዕ ሎሚ ዝተዋህበካ ካሕሳ እንተልዩ ንዕቀትን፡ ዉርደትን፡ ሽሕጣንን ጥራሕ’ዩ፡ Continue reading POST TAGS: ንህዝቢንህግደፍኤርትራ።እገዳዶ
ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ጳጳሳት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ። September 11, 2009 7:27 amደብዳቤታትassenna00 SHARE እንታይ’ዩ ወሪዱኩም ጳጳሳት ኤርትራ፡ ቅዱሳት ተባሂልኩም ተቐቢእኩም፡ተዋሂብኩም ሓደራ፡ እንታይ ኣስፈረኩም ኣብ ድሕሪት ከም ጭራ? መንፈስኩምን ስጋኹምን ተቓሊሰን፡ስጋኹም ንመንፈስኩም ምስ ሰዓራ፡ Continue reading POST TAGS: ቅልዕቲቤተተዋህዶናብኤርትራ።ክርስትያንደብዳቤጳጳሳት
ተሪር ታሪኻዊ ምሕጽንታ – ንመላእ ሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ። December 18, 2008 12:14 amደብዳቤታትassenna00 SHARE እቲ ብአኹም ብሰራዊት ኤርትራ ዝተላዕለ፣ ንመላኺ መንግስቲ ህግደፍ ዝቐረበሉ ዝተፈላለየ ጠለባት ዘበገሶ ምልዕዓልን አበያን፣ አብ መላእ ሃገርን አብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለምን ዝርከብ ህዝብኹም፣ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምንቅስቓስ እንተስ ውልዕ ኢሉ ክቕህም ፣እንተስ ባርዕ ሽግ ቀዪርኩሞ ወጋሕታ ብርሃን ከበስር፣ ናበይ ገጹ ከም ዘምርሕ ወግሔ ጸብሔ እዝኑ ጸልዩ፣ ዓይኑ አፍጢጡ ብጽሞና ይከታተለኩም አሎ። Continue reading POST TAGS: ሐይልታትምሕጽንታምክልኻልተሪርታሪኻዊንመላእኤርትራ።