“ዓለምና ትጸብብ…….ኤርትራና ግን ኣይግድን!!” November 17, 2010 11:54 pmህይወትassenna00 SHARE እዛ ተባሃጊት ዓለምና ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ካብቲ ቀደም ዝነበረቶ ዝያዳ ዝጸበበትን ዝነኣሰትን ትመስል። እዚ ዝኾነሉ ግን ጂኦግራፍያዊ ኣቃውማኣ ፡ ስፍሓታ ወይ’ውን ዙርያኣ ስለ ዝነኣሰ ወይ ዝነከየ ኣይኮነን። Continue reading POST TAGS: “ዓለምና”ትጸብብ……ኣይግድንኤርትራናግን
ሓቃ’ያ እዛ ኤርትራና October 31, 2010 5:46 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሓቃ እንድያ’ዛ ኤርትራና: ከመይ ኢላ ክትቀስን ገለ ዲክታቶር ገለን ወዳሲ ዲክታቶር ይኸውን ልባ ኣርጊኣ እፎይ እፎይ’ላ ከይትቀስን ከም ከዋኽብቲ ሰማይ ደሚቓ ከይትስስን ብዓል ዘሪጋ ብሒቶማ ኮይና ምናምን። Continue reading POST TAGS: ሓቃ’ያኤርትራናእዛ
እወ! ኤርትራና ህያብ ስዋኣትና እያ! መልሲ ንኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ (ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ) July 19, 2007 11:01 pmፖለቲካassenna00 SHARE ትማሊ ዕለት 18 ሓምለ 2007 ሓደ ጽሑፍ ብኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ ዝተባህለ ዝተጻሕፈ፣ ኤርትራ ህያብ ስዋኣትና ኢያ፣ ንምዕቃባን ንምሕያላን ንጽዓር፣ ንጽባሕ ንጠምት፣ ብዝብል ኣብ ድምጺ መሰልና ደሊና ሰሚዕና። ኣብ ትሕዝትኡ፣ ግልብጥሽ ብዝኾነ ኣዘራርባ፣ መንእሰይ ሃገርካ ሕድሪ ስዋኣትካ ገዲፍካ ትሃድም ኣሎኻዶ ካልእዶ ብምባል ብቃና ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ምስ ሰማዕኩ ተዳናጊረ። Continue reading POST TAGS: ህያብሓጎስመልሲመሓዙታንሰላማዊትንስዋኣትናተስፋማርያምንኣቶኣስመራኤርትራናእወእያካብ