መልእኽቲ ናብ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ኮምሽን ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ – ካብ ኤልሳ ጭሩም December 22, 2010 5:42 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ናብ ኣቶ ኣምሃ ዶሚኒኮ – ኣቦ መንበር ሃገራዊ ኮምሽን ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ Continue reading POST TAGS: ሃገራዊለውጢመልእኽቲመንበርናብንዴሞክራሲያዊኣቦኤልሳካብኮምሽንጭሩም
ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ። – ብኢሳያስ ኣስፍሃ September 6, 2010 2:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’ ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። Continue reading POST TAGS: መምበርቀዳማዩብኢሳያስኣስፍሃኣቦኣቶካብወልደኢየሱስዓማርዳሕራዩገደደ።
ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣቦ ወንበሩ ዝነበረ መስፍን ሓጎስ ንዘቕረቦ ስልጣን ናይ ምልቃቕ ሕቶ ብምቕባል ንኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ ከምዝተከኦ ሓቢሩ። April 9, 2009 12:20 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣቦ ወንበሩ ዝነበረ መስፍን ሓጎስ ንዘቕረቦ ስልጣን ናይ ምልቃቕ ሕቶ ብምቕባል ንኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ ከም ኣቦ ወንበር ሰልፊ ከምዝተከኦ ሎሚ 9 ሚያዝያ 2009 ኣብ ዝለኣኾ ጋዜጣ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ሓጎስሕቶመስፍንምልቃቕሰልፊስልጣንብምቕባልተስፋሚካኤልናይንኣቶንዘቕረቦኣቦኤርትራ፡ከምዝተከኦወንበሩዝነበረየውሃንስደሞክራሲ
ተረካብ ዘረባ ቓላት “ፕረዚደንት” ኢሳይያስ ዘስደመሞም ኣቦ October 20, 2008 11:10 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዲክታተር ኢሰያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ዑደት ብምግባር ንኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርትን ኣብ ዝኣከበሉ ጊዘ፡ ኩሉ አቲ ሓረስታይ ዝሓረሶ ርብዒት ትኹን ፍርቂ ርብዒት ናይ መንግስቲ ስለዝኾነ ኣብ ታሕሳስ ክንእክቦ ስለዝኾና ኣበርዒኩም ክትሰርሑ ኣለኩም አሉ ምስ ተላበዎም፡ ሓደ ኣቦ ኣስዕብ ኣቢሎም፡ “ኣንታ ኣበርቲዕኩም ስረቑ ድዩ ዝብሎም ዘሎ? ክብሉ ዘረባ ደርጉሑዎ። Continue reading POST TAGS: “ፕረዚደንት”ቓላትተረካብኢሳይያስኣቦዘረባዘስደመሞም
ቃል ኣቦ-መንበር ተጋ. ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ !! February 2, 2008 12:58 amፖለቲካassenna00 SHARE ቃል ኣቦ-መንበር ተጋ. ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ !! Continue reading POST TAGS: 2ይህዝባዊመንበርምንቅስቓስቃልተጋኣብኣቦኣድሓኖምኤርትራዊውድባዊገብረማርያምጉባኤ