ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ
መንግስቲ ሶማል፡ ምሕዝነት ተቓወምቲ ኣብ ኤርትራ ከምዝቖመ ኣረጋጊጹ። June 9, 2007 8:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቀዳማይ ሚኒስተር መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዓሊ መሓመድ ገዲ ምሕዝነት ተቓወምቲ ሶማልን እትዮጵያን ኣብ ኤርትራ ይቐውም ከምዘሎ ሎሚ (09 ሰነ) ብድምጺ ኣመሪካ (VOA) ንዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ከምዘረጋገጾ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ኣገንዚቡ ። Continue reading POST TAGS: መንግስቲምሕዝነትሶማል፡ተቓወምቲኣረጋጊጹ።ኣብኤርትራከምዝቖመ