ኣብ መዓስከር ሳዋ ካብ ዝርከብ ቤትምህርቲ ንዘምለጡ መማህራን ንምትካእ ብዙሓት ተማሃሮ ከም መማህራን ከገልግሉ ተሓርዮም ተሪፎም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 1, 2010 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መማህራንመዓስከርምንጭታትሳዋቤትምህርቲብዙሓትተሓርዮምተማሃሮተሪፎምንምትካእንዘምለጡኣብከምከምዘለዉከገልግሉካብዝርከብ
ንፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ንምትካእ ብዘይሕጊ ዝተመርጹ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፡ ብወግዒ ተቐቢኦም። May 30, 2007 6:27 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ነቶም ካብ ሕጊ ወጻኢ ካብ ስልጣኖም ንዝተወገዙ ብጹእ ወቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ዝተመርጹ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፡ ብ 27 ግንቦት፡ ራብዓይ ፓትሪያርክ ሊቃነ ጳጳሳት ኤርትራ ኮይኖም ብወግዒ ከምዝተቐብኡ ቴሌቪዥን ኤርትራ ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: ብወግዒብዘይሕጊተቐቢኦም።ንምትካእንፓትርያርክኣቡነኣንጠንዮስዝተመርጹዲዮስቆሮስ፡