ወርቃዊ ዕድል ተባዕ ስጉምቲ እንተዘይረኺቡ መኻን ዕድል ‘ዩ! May 10, 2010 9:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት ሓደ መንእሰይ ተጋዳላይ፡ ኣብ ጎደና ሓርነት ኣስመራ (ኮምብሽታቶ) ኣብ ዝርከብ እንዳ ሻሂ ምስ መሳትኡ ኣብ ዕሙር ዕላል ተጸሚዱ ኸሎ፡ ሓደ ስሉጥ-ሎቶሪ ዝሽይጥ ቆልዓ ሃንደበት ድምብር ኢሉ፡ “ሎተሪ ሎቶሪ” ኢሉ እናድሃየ፡ ነቲ ጥማር ሎተሪ ናብ ኢዱ ውትፍ ኣበለሉ። Continue reading POST TAGS: ‘ዩመኻንስጉምቲተባዕእንተዘይረኺቡወርቃዊዕድል
ብድሆ ሓደ ተባዕ መንእሰይ ኣንጻር ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) – ሪፖርታጅ – 1ይ ክፋል July 31, 2009 7:32 pmፖለቲካassenna00 SHARE ክቡራት ኣንበብቲ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፤ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣብ ኣኼባ ፈስቲቫል “ሕጊ-ግደፍ” ፍራንክፈርት ብዕለት18.07.2009 ብሓደ መንእሰይ ዝቐረበ በዳሂ ርእይቶታትን ሕቶታትን ኣንጻር ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንምቕራብ እዩ። Continue reading POST TAGS: 1ይሓደመንእሰይማንኪሪፖርታጅብድሆተባዕኣቶኣንጻርክፋልየማነገብረኣብ