ሞራልን ሕልናን ዘተባብዕ፣ ሽውሃት ቃልሲ ዝኸፍት፣ ተስፋ ዝህብ፣ ሰላማዊ ሰልፊ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ጀነቫ March 28, 2011 11:58 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን። Continue reading POST TAGS: ሕልናንመንእሰይሞራልንሰላማዊሰልፊሽውሃትቃልሲተስፋኣብኤርትራዘተባብዕ፣ዝህብ፣ዝኸፍት፣ጀነቫ
ስርዓት ህግደፍ፡ ተቐባልነቱ ወዲቑ ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ወጻኢ ዝረኽቦ ዝነበረ ምንጪ ገንዘብ ስለዝተጸንቀቖ ነብሱ ካብ ፍጹም ውድቀት ንምድሓን ናይ ተስፋ ምቕራጽ ፈተነታት የካይድ ከምዘሎ ተፈሊጡ። January 7, 2010 10:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ፡ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ብዘይካ እሺ ከልእ ቃል ዘይምለሱ ልኡኻቱ ኣንባሳደራት ኣቢሉ ሓደ ዓቢ ድራማ ክሰርሕ መደባቱ ኣብ ኣስመራ ኣጻፊፉ ንኩሎም ነናብ ናይ ስራሕ ቦትኦም ከምዝምለሱ ጌሩ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ምቕራጽስርዓትተስፋተቐማጦተቐባልነቱተፈሊጡ።ነብሱናይንምድሓንኤርትራውያንከምዘሎካብወዲቑወጻኢውድቀትየካይድገንዘብፈተነታትፍጹም
ቀይሕ መብራህቲ ውልቀምልኪ፡ ማሕታ ተስፋ ንደለይቲ ለውጢ August 18, 2009 11:59 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ ኣተሓሳስባ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልማድ ወተሃደራዊ ዕልዋን ቅትለት መራሕቲ ሃገራትን ኣብ ኣፍሪቃ ዘሕፍር ዛንታ ኮይኑ ብባጫ ዝዕለለሉ እዋን ነይሩ እዩ። እኳ ደኣ ናይ ቀረባ እዋን። ኢሳይያስ ዝመራሒኦም ፖለቲከኛታት ኤርትራ ንብዓል ኢድ ኣሚንን ሙቡቱ ሰሰሴኮን ከላግጹሎም ይውዕሉ ስለዝነበሩ፡ ከምኣቶም ክኾኑ እዮም ኢሉ ዝተጸበየ ኣይነበረን። ኢሳይያስ ንመራሕቲ ኣፍሪቃ ‘እኩባት ጋዋኑ’ ክብሎም ከሎ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ‘ኣብነታውያን መራሕቲ ክህልዉና እዮም’ ኢሉ ሃነን ዝበለ ‘ምበር ነቲ ጽዩፍ ቋንቍኡ ዓገብ ዝበለ ‘ውን ኣይነበረናን። Continue reading POST TAGS: ለውጢመብራህቲማሕታቀይሕተስፋንደለይቲውልቀምልኪ፡
ህዝቢ ኤርትራ ጌና ተስፋ ኣይቆረጸን – መልእኽቲ ንተኻፈልቲ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኤርትራ) April 11, 2008 11:44 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣቀዲመ ነቲ 05፡ ግንቦት 2008 እተካይድዎ ጉባኤ ዓወትን ኣሳልጦን ብዓብይኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ፍናንን ተስፋን፡ ንህግደፋውያንን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ራዕድን ሰለሎን ኣመዝጊቡ ንክወጽእ ሰናይ ትምኒተይ እገልጸልኩም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመልእኽቲተስፋንተኻፈልቲኣይቆረጸንኤርትራኪዳንዲሞክራሲያዊጌና
ኤርትራውያን ተስፋ ‘ምበር ጽውጽዋይ ኣይኮናን! March 29, 2008 7:03 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ይሰራሕ ወይ ይፈንጣሕ ዝቓናኡ ቅብጸታዊ ኣተሓሳስባ ክሳራ እዩ። ሃገር ካብ ምውናንና ንዝርከብ መኽሰብ ምሉእ ንምግባር ደኣ ክንዕጠቕ ኣለና ‘ምበር፡ ብሰሪ ሕመቕና ንዝጎደለ መቐረትን ላዛን መመኽኔታ ዕንወት ሃገር ክንገብሮ ኣይግባእን። Continue reading POST TAGS: ‘ምበርተስፋኣይኮናንኤርትራውያንጽውጽዋይ