Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ፡ ተቐባልነቱ ወዲቑ ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ወጻኢ ዝረኽቦ ዝነበረ ምንጪ ገንዘብ ስለዝተጸንቀቖ ነብሱ ካብ ፍጹም ውድቀት ንምድሓን ናይ ተስፋ ምቕራጽ ፈተነታት የካይድ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ፡ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ብዘይካ እሺ ከልእ ቃል ዘይምለሱ ልኡኻቱ ኣንባሳደራት ኣቢሉ ሓደ ዓቢ ድራማ ክሰርሕ መደባቱ ኣብ ኣስመራ ኣጻፊፉ ንኩሎም ነናብ ናይ ስራሕ ቦትኦም ከምዝምለሱ ጌሩ ኣሎ።

ስርዓት ህግደፍ ፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ፡ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ብዘይካ እሺ ከልእ ቃል ዘይምለሱ ልኡኻቱ ኣንባሳደራት ኣቢሉ ሓደ ዓቢ ድራማ ክሰርሕ መደባቱ ኣብ ኣስመራ ኣጻፊፉ ንኩሎም ነናብ ናይ ስራሕ ቦትኦም ከምዝምለሱ ጌሩ ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT