ስርዓት ህግደፍ ብወዛ ሰራዊት (ተኽሊጥ) ክገብር ዘውጽኦ መደብ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 1, 2011 12:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በዚ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ምልዕዓልን ደገፍ ሰራዊት እተን ሃገራት ንተቓውሞ ህዝብን ዝረዓደ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብወዛ (ተኽሊጥ) ክገብር ከምዝወጠነ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰራዊትስርዓትብወዛተኽሊጥተፈሊጡ።ከምዘሎክገብርወጢኑ
‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ብወዛ ሚኒስተራት ከካይድ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ፈለማ ወርሒ መጋቢት ንዘመሓላለፈቶ ዜና ሮይተርስ ኣረጋጊጹዎ። April 3, 2009 2:08 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ብወዛ ሚኒስተራት ከካይድ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ4 መጋቢት 2009 ንዘመሓላለፈቶ ዜና ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሎሚ ካብ ካምፓላ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣረጋጊጹዎ። Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ሓበሬታመርበብመጋቢትሚኒስተራትምዃኑሮይተርስብወዛንዘመሓላለፈቶኢሳይያስኣረጋጊጹዎ።ኣሰናኣብከካይድወርሒዜናፈለማ
‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ብወዛ (ምቅይያራት) ካቢነ ሚኒስተራት ከካይድ መደብ ከምዘለዎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። March 4, 2009 2:21 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ሓቢሮም።መደብሚኒስተራትምቅይያራትምንጭታትብወዛኢሳይያስኣስመራከምዘለዎከካይድካቢነካብ