2011 ዓመተ ለውጢ ክትከውን ብሓባር ንለዓል ! April 22, 2011 8:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሕጋውነት ካብ ዘጥፍእ ዓመታት ኣሕሊፉ’ዩ። ሕጋውነት ኣጥፊኡ ክንብል ከለና፡ ብሕጊ መጺኡ ማለት ኣይኮነን። ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ኣንቢሩሉ ዝነበረ እምነት ኣባኺኑዎ እዩ ማለትና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ወዲቑ፡ ኣብ ቃሬዛ ለጥ ኢሉ እዩ ዝመርሕ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2011ለውጢብሓባርንለዓልክትከውንዓመተ
ብሓባር ምስ እንመንዕ ጥራይ ኢና እነድምዕ! ( ቃል ኣሰና) April 27, 2009 5:11 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ብዘይካ ‘ቲ ካብ 23 ግንቦት 2007 ኣትሕዝና ንኽልተ ዓመት ዘካየድናዮ ኣገልግሎት መርበብ ኢንተርነት፡ እታ ኣብ ታሕሳስ 2008 ብ ፈነወ ኢንተርነት ኣገልግሎታ ዝጀመረት ድምጺ ኣሰና፡ ብ 16 ለካቲት 2009 ቀጥታዊ ፈነወ ሳትላይት ናብ ኤርትራ ካብ እትጅምር ንኽልተ ወርሕን ክልተ ሰሙንን ፕሮግራማት ፈንያ ‘ላ። ቅዳሕ ናይቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተኸታተሎ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደባት ከኣ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና ‘ውን ብኢንተርነት (online radio) ከምዝስዕቦ ተገይሩ። Continue reading POST TAGS: ምስቃልብሓባርኢናኣሰናእነድምዕእንመንዕጥራይ
ዲክታተርን ማንኪን እግሮም ብሓባር ይጓዓዝ ልቦም ግን እንድዒ (ዋዛን ኣዋዘን) December 7, 2007 1:50 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ልቦምማንኪንብሓባርኣዋዘንእንድዒእግሮምዋዛንይጓዓዝዲክታተርንግን