መደብ ድምጺ ኣሰና ንሎሚ 11 ለካቲት፡ ቃለመጠየቕ ብምኽንያት ስርሒት ፈንቅል፡ ጽምብል መበል 21 ዓመት ሓርነት ባጽዕ February 11, 2011 5:01 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE READ MORE POST TAGS: ለካቲት፡ሓርነትመበልመደብስርሒትቃለመጠየቕባጽዕብምኽንያትንሎሚኣሰናዓመትድምጺጽምብልፈንቅል፡
ፍስሃ ወልደዳዊት፡ ብህይወቱ ባጽዕ ከይዱ፡ ብሳንዱቕ ኣስመራ ዝተመልሰ ንጹህ መንእሰይ March 25, 2009 4:23 pmስድራቤትassenna00 SHARE ትማሊ ሓደ ካብቶም “እስዝ ሓሶት እንተዝኸውን ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ” እናበልና ንብዓትን ቀለምን ሓዊስና እንጽሕፎም ዜናታት ካብ ምንጭታት በጺሑና። “ፍስሃ ወልደዳዊት ብትእዛዝ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተቐቲሉ” ዝብል ዜና። Continue reading POST TAGS: መንእሰይባጽዕብህይወቱብሳንዱቕንጹህኣስመራከይዱ፡ወልደዳዊት፡ዝተመልሰፍስሃ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኩሎም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ናብ ባጽዕ ክወርዱ ይእዝዝ፡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ትእዛዙ ይነጽጉ። December 7, 2008 1:24 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኩሎም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ንብረቶም ገዲፎም ንሎሚ (06.12.2008) ናብታ ከም ቤተመንግስቲ ዝጥቀመላ ዘሎ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ክወርዱ ቀጥታዊ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ፡ እንተኾነ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ንትእዛዙ ብስሙር ድምጺ ነጺጎሞ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓይሊባጽዕትእዛዙናብኢሳይያስኣባላትኣየርኩሎምክወርዱይነጽጉ።ይእዝዝ፡ፕረዚደንት