Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኩሎም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ናብ ባጽዕ ክወርዱ ይእዝዝ፡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ትእዛዙ ይነጽጉ።

Eri Airforceፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኩሎም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ንብረቶም ገዲፎም ንሎሚ (06.12.2008) ናብታ ከም ቤተመንግስቲ ዝጥቀመላ ዘሎ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ክወርዱ ቀጥታዊ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ፡ እንተኾነ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ንትእዛዙ ብስሙር ድምጺ ነጺጎሞ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT