Summer Fun Time with Eritrean Families in London – in Pictures
A very joyful get together of Eritrean Londoners at the beautiful Hyde Park. The kids, their mums and dads absolutely loved it! The first family event organised by the Eritrean Unity for Justice was really
Kabbire September 2, 2014
Semhar,
Are you that old to scream about the colour of an emblem and the name of long defunct regions?
You are living in the past. Grow up! Please stop spewing your garbage here. There are tens of thousands of Eritreans including many Warsays who were wounded, toiled in their own Eritrea-made-flag, the current flag.
Wave your own whatever cherqi which you worship in. The UN had handed to the former Italian colonies of Somalia, Libya and Eritrea (under the Ethio-Eritrea federation) a blue flag cherqi. The Somalis and the Eritreans (the latter under Ethiopian sovereign federation) each accepted with slight change to the cherqi but the Libyans adopted their own. Therefore, the blue flag is technically a hand-me or second hand cherqi.
what would you tell to the old Bogos people in the current Zoba Anseba who happen to be Tigre and Blin, named after the rich Anseba river that crosses their fertile land?
what would you call to the Asawrta-Saho people in Zoba Debub, who never saw themselves as part of Akeleguzay?
what would you say to the people of Logochowa who are not part Hamassien nor Seraye?
What would you say to the Kunama people who are not part of Barka but of the Setit-Sosuna rivers?
The word “Denkel” is in fact an insult to an Afar. It is like calling a “nigger”. The majority ethnic person inhabiting the present South Red Sea region would prefer to be called an Afar and his language Qafár af …
Please stop this old colonial partition handed by the Italians and enforced by the retards who live in the old past.
Semhar September 3, 2014
Kabbire,
እቲ ቀንዲ ሎሚ ክዛረበሉ ደልየ ዘሎኹ ግን ብዛዕባ ኣመጻጽኣን ኣጀማምራን ኤርትራዊ መንነትን ዜግነትን እዚ ሎሚ ንሃገርናን ህዝብናን ኣብ ጸገም ኣእትዩ ዘሎ ኵነታትን ኢዩ። ብዛዕባ ኤርትራዊ መንነት ብውሽጥን ብደገን ጥልመት ይርኤ ስለዘሎ እሞ ብፍላይ ከኣ ነቲ ሓድሽ ወለዶ ሓቂ ዝነግሮ ስለዘይርከብ እቲ ዝሓለፈ እንተገለጽኩ፡ እንተዀነ ሰማዒ እረክብ ካብኡ ዝተረፈ ከኣ ታሪኽ እገድፍ ዝብል እምነት ኣሎኒ። ስለምንታዮም ከተማታት ኤርትራ ብብዝሒ ብወጻእተኛታት ተወሪሶም ጸኒሖም? ስለምንታይከ ሃገረ ሰባት ኤርትራ ብኸምቲ ናይ ከተማታት ኣይተበከሉን? ዝለዓሉ ሕቶታት ኢዮም። እቲ መልሲ፡ ኤርትራዊ ዜግነት ኣዝዩ ክቡር ኢዩ ነሩ። ከምዚ ሎሚ ዜግነት መንግስቲ ብወረቐት ዝህበካ ኣይነበረን። መንነትካን ዜግነትካን ካብ ዓድኻን ወለዶኻን ምሳኻ’ዩ ዝፍጠር። ምናልባት ዓዲ ወይ እንዳቦ ዘይብሉ ካብ ካልእ ሃገር መጺኡ ዝተጣየሰ እንተዀይኑ ግን ናቱ ዝተፈልየ ቅጥዕታትን ሕግታትን ነሩዎ። ቅድሚ ምእታው መንግስቲ ጣልያን ህዝቢ ኤርትራ ዋላ’ኳ ጥርኑፍ ምምሕዳር እንተዘይነበሮ በብዓዱን ኣብ ብቦታኡን መራሕትን ዝመሓደሩሉ ሕግታትን፡ ናይ ዓዓዶም ዶባትን ኔሩዎም ኢዩ። መንግስቲ ጣልያን ንኤረትራ ዶባታ ሓንጺጹ ምስ ሓዛ እሞ ኤርትራውያን ደቂ ሃገር እቲ ሓይሉን ብዝሒ ሰራዊቱን ርእዮም ከም ዘይክእሉዎ ምስ ኣረጋገጹ ከኣ ኣነባብራኦምን ባህሎምን ንምሕላው ሓደ ስጉምቲ’ዮም ወሲዶም። በብቦታኡ ኣብ መሪሕነትን ምምሕዳር ህዝቦምን ዝነበሩ መራሕቲ ተራኺቦም ከኣ እንታይ ንግበር ብማለት ኢዮም ተመኻኺሮም። ኣብ መወዳእታ ዝበጽሑዎ ስምምዕን ውሳነን ከኣ ንመንግስቲ ጣልያን ኣብ ዓዓዶም ከከም ሕጎምን ባህሎምን ሃይማኖታቶምን ክነብሩ ክፈቕደሎም ኢዩ። ጣልያን ከኣ እቲ ዝመሓደሩሉ ዝነበሩ ሕግታቶም ኵሉ ድሕሪ ምምርማር ብሰላም ከነባብሮም ዝኽእል ንስልጣኑ ዘይትንክፍ ምዃኑ ምስ ኣረጋገጸ ፈቒዱሎም። ክሳብ መንግስቲ ደርጊ ዝመጽእ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ በብዓዱን ኣውራጃኡን ብሕጊ እንዳባታቱን ብባህሉን ከከምድሌቱን ብፍላይ ኣብቲ መሬት ዴሳ ብሰላምን ብፍትሕን ክናበር ጸኒሑ’ዩ። ኣብ እዋን ደርጊ ዝጀመረ ሕማም ሃገርን ህዝብን ዝዀነ ምምሕዳር ከኣ ኣብዚ ሎሚ ዘሎ ስርዓተ ሸፋቱ ዝዀነ መንግስቲ ኢሳያስ ምስ በጽሔ ፈጺሙ መይቱን ተቐቢሩን።
Semhar September 3, 2014
Kabbire,
ንኤርትራውያን ጐዲኡና ዘሎ ንሓቂ ሓቂ ንጌጋ ከኣ ጌጋ ኢልና ሓቂ ክንዛረብን ክንጽሕፍን ስለዘይንደፍር’ዩ።
Semhar September 3, 2014
Kebbire,
ዜይጡዑያት ንሕና ኤርትራውያን ኢና
ባንደራና ደርቢና ባንደራ ኢሳያስ ነንበብል
ኣውራጃታትና ገዲፍና ዞባ ኢሳያስ ኒኣሚን
ኢሰያስ በዓል ዕላማን ነቲ ዝደልዮ ብደም ንጹሃት ኤርትራውያን: እሞኸኣ ጸረ
ኤርትራዊ ዕላማ: ብዜይ ዝኾነ ኤርትራዊ ዕንቅፋት ንቕድሚት ይግስግስ ምህላው :
ክንፈልጦ ዜይምኽኣልናን ነዊሕ ዓመታት ከዳናግረና ምጽኑሑን ኣክንዲ ምስኡ
ነንሕድሕድና ንበላላዕ ምዃንና; ዜይጡዑያት ይገበረና::
The only way to victory is to untie all our original provinces and raise our original flag, (SEMAYAWIT BANDERANA).
We did it in our struggle for independence and we succeeded.
We will do it again!
Our victory is certain!