Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Shame on you! – ወራድ መርዓ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብምዃን ካብ ጀርመን ንቦለኛ ገይሾም ኣብ ልዕሊ መቓብር ግዳያት ላምፐዱዛ ክስዕስዑ ዝቐነዩ ሕልና ኣልቦ – ይለለዩ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Kushet-Germen-Bologna-2014..pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • Berhe Tensea July 16, 2014

    In this modern age these Yatulas images are captured in videos and photos and they will pay for their crimes, when we get RID of the Temben regime.
    Down Iseyas and his fellow country people that are causing great damage to Eritrea.

  • hatnokum Rigbe July 16, 2014

    ወይለ ዴኻ መሲሉዎም’ምበር ዘይ ሓመድ ድበ ኢሳያስ ዮም ወፊሮም ዝውዓሉ። ሓውካ ኣቤሎ እናተባህለ ዶ ዳኣ ወራድ መርዓ ይውፈር ኮይኑ። ደጊም ንኢሳያስ ተፋንዮሞ ዓዶም ተመሊሶም እንድዮም በቲ ተግባራቶም ክሓስቡ መሊኡ ግዜ ኣለዎም። እታ ናይ ኣይተ ኢሳያስ መሸንቆቓ ጸቢባ ኢያ ይብሉኒ ኣለዉ ክቡር በዓል ቤተይ። ዓይኒ ያ ኣብያቶም ምበር ልቢ ምሉእ ዩ ። ኣነ ድማ እቲ ፊደል ሞ ኣበይ ቆጽረዮ ምሕረት ጓለይ ግዳ ኣላ ኢድናን እግርናን፣ ትሕዞኣ ምሉእ ልባ ምሉእ ደው ትበል ዛ ጓለይ ክንድሽሕ፣ እዛ ብርኽቲ ሓብትኹም። እሞ ዞም ደቀይ ኣጆኹም ዳኣ ደቅመን ኮይንኩም ብኢሳያስ ተመሊኽኩም ዓድኹም ተጥፍኡ። ኣነ ዓባይ ሓትኖኹም ድማ ከምታ ናይ ኣዴታትና ንርስቲ ይዋጋኣላ ኣንስቲ እንዳበልኩ ምሳኹም ቅናተይ ገጥ ኢላ ኢያ። ከም ቀደማ ማርያም ኣስመረይቲ ትሓልኹም።

  • m July 16, 2014

    thes pepole are not Eritrean i hope one day the will pay the price

  • Simerrr2012 July 17, 2014

    We need better pictures. The pictures are not good to identify most of them.

  • deranto July 17, 2014

    Hatney Rigbe egziabher edmen tienan yhabkin Kem zibelkino kea kidanemihret miskolatna tikon kemakin kea ybzihalna amen FITHI yenges Milki yfres.

  • Michael Tesfamariam July 17, 2014

    How can someone claim to be a rational human-being when his or her actions are identical with that of wild beast? These disgraced individuals should not or cannot be treated as just enemy of Eritrean people but as enemy of humanity as a whole. Nothing like these twisted sick people have ever been seen in the past six centuries in this planet.

    So, Amanuel, I would like to remind you that such photos and other forms of evidence must be kept well, because these documents will serve not only for legal and political purposes but also for historical records. Future generation in Eritrea will find it very hard to believe that such despicable act of evil were being perpetrated by some Eritreans against their brothers and sisters unless full account of these tragic stories are provided to them.
    The photos posted now are not clear, and difficult to identify them, please try to post them again in a way that every one can look and identify them easily.

  • s July 17, 2014

    Sad to think on behalf of those who have eyes to see,ears to hear and brains to imagine what is the troubles and hard time all over the country ERITREA and the people of Eritrea.it’s naturally impossible to be tolerated this kind of crisis unless we are the cursed people or nation specially in this century

  • berie haqi July 17, 2014

    ብግዜ ውበ ዝጸመመስ ውበ ክብል ከረመ : መራት ኣእምሮ : ኢሳያስ ሻዕብያ ክትብሉ መሬት ዓሪባትኩም : ወዮ ኢሰያሳ ኣእላፍ ፈርዩ : ሻዕብያ ክኣ መትከላታ ሰራውር ሰዲዱ ከም ኣጉናድ ተሪሩ ዓቢቡ ፈርዩን በሊጉን : ነገሩ ውረስ ተወራረስ ኮይኑ : ኣሂናይ ድ.ኣ ብዓል መሸተ ተረፍ ናይ ወያነ ሰሓኒ ከተልምጹ ድርግም ናብ ደልሃመት : ባዕልኹም ዝ.ኣተኹሞ ጣጣ ኣበይ’ከ ምዕይ ትብል ትጉረሸካ እዩ ነገሩ : ኪር…ኪረ…ኪር:
    ዕድል ኣለኒ : ግምባር ኣለኒ . ምስ ኣዛ ቕንዕቲ ውድብ ዘሰለፈኒ :

    • Makda July 17, 2014

      berie haqi , ብርዒ ሓቂ , ናይ ብሓቂ ሰባር ሳዓት ኢኻ, ምኽንያቱ ዝተሰብረት ሳዓት ኣብ 24 ሳዓታት ሓንቲ ሰከንድ ኢያ ቅኑዕ ተርኢ ንስኻ ድማ ሻዕብያ ትብሎም ዘለኻ ወይ ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ኣብ ቅንዕቲ ውድብ ዘሰለፈካኒ ትብሎም ዘለኻ ኣብ እስርቤት በስቢሶምስ ተሰዊኦም ኢዮም። እቶም ህዝባዊ ግንባር ትብሎም ዘለኻ ኣብ ሓደ ገጅፍ ጸሊም ጉድጓድ ኢዮም ጠፊኦም። ንሃገሩ ዝተቓለሰ ሰብ ዋላ ብ ርእይቱኡ እንተዘመሰለካ ከቢሩን ተኸቢሩን ኣብ ዓዱ ክነብር ኢዩ ዝግቦኦ እቲ ምንታይ ኣብቲ ናይዛ ሃገር ባንዴራ ንምምጻእ ወይ ሕልሚ ዎሎዶታት ንምግሃድ ወርቅን ጨርቅን ከይበሉ ስለዝተጋደሉላ። መን ኣሎ ተጋዳላይ ነበር ናይ ወያነ ኣብ እስርቤት በስቢሱ ዝሞተ? ዳርጋ ኩሎም በብዝመስሎም መጻሕፍቲ ጽሒፎም, ተኻባቢሮም ሂወት የስተማቕሩ ኣለዉ። ሎሚ ኮ ን ኢሰያስ ብ ብሕቲ ዝደልዮን ዝጸልኦን ይበዝሕ ምኽንያቱ ንሓደ ሰብ ብዘይ ፍትሒ ብዘይ ገበን ኣብ እስርቤት ክትቀትል ከለኻ, ኣዲኡ , ኣቡኡ , ሓዉ , ሓፍቱ, ደቁ, ደቂ ሓወቡኡ ደቂሓትንኡ , ኣዝማዱ, የዕሩኽቱ, ደቂዓዱ…… እንዳበለ እቲ ጽልኢ ኣብ መራሒኻን ኣባኻን ዘሎ እንዳሰፈሔ ኢዩ ዝኸይድ። ስለዚ ባዓል መን ኢዮም ን ህዝባዊ ግንባር ፈጢሮማ ብዓልመን ኢዮም ህዝባዊ ግንባርን እንተትፈልጥ ንዓኻ ምሓሸካ። ወይ ካብ ማርስ(Mars) ክትከዉን ኣለካ።

  • Makda July 17, 2014

    berie haqi , ብርዒ ሓቂ , ናይ ብሓቂ ሰባር ሳዓት ኢኻ, ምኽንያቱ ዝተሰብረት ሳዓት ኣብ 24 ሳዓታት ሓንቲ ሰከንድ ኢያ ቅኑዕ ተርኢ ንስኻ ድማ ሻዕብያ ትብሎም ዘለኻ ወይ ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ኣብ ቅንዕቲ ውድብ ዘሰለፈካኒ ትብሎም ዘለኻ ኣብ እስርቤት በስቢሶምስ ተሰዊኦም ኢዮም። እቶም ህዝባዊ ግንባር ትብሎም ዘለኻ ኣብ ሓደ ገጅፍ ጸሊም ጉድጓድ ኢዮም ጠፊኦም። ንሃገሩ ዝተቓለሰ ሰብ ዋላ ብ ርእይቱኡ እንተዘመሰለካ ከቢሩን ተኸቢሩን ኣብ ዓዱ ክነብር ኢዩ ዝግቦኦ እቲ ምንታይ ኣብቲ ናይዛ ሃገር ባንዴራ ንምምጻእ ወይ ሕልሚ ዎሎዶታት ንምግሃድ ወርቅን ጨርቅን ከይበሉ ስለዝተጋደሉላ። መን ኣሎ ተጋዳላይ ነበር ናይ ወያነ ኣብ እስርቤት በስቢሱ ዝሞተ? ዳርጋ ኩሎም በብዝመስሎም መጻሕፍቲ ጽሒፎም, ተኻባቢሮም ሂወት የስተማቕሩ ኣለዉ። ሎሚ ኮ ን ኢሰያስ ብ ብሕቲ ዝደልዮን ዝጸልኦን ይበዝሕ ምኽንያቱ ንሓደ ሰብ ብዘይ ፍትሒ ብዘይ ገበን ኣብ እስርቤት ክትቀትል ከለኻ, ኣዲኡ , ኣቡኡ , ሓዉ , ሓፍቱ, ደቁ, ደቂ ሓወቡኡ ደቂሓትንኡ , ኣዝማዱ, የዕሩኽቱ, ደቂዓዱ…… እንዳበለ እቲ ጽልኢ ኣብ መራሒኻን ኣባኻን ዘሎ እንዳሰፈሔ ኢዩ ዝኸይድ። ስለዚ ባዓል መን ኢዮም ን ህዝባዊ ግንባር ፈጢሮማ ብዓልመን ኢዮም ህዝባዊ ግንባርን እንተትፈልጥ ንዓኻ ምሓሸካ። ወይ ካብ ማርስ(Mars) ክትከዉን ኣለካ።

  • Semhar July 17, 2014

    A massage to all Eritrean in Europe:

    A refugee is defined as a person outside of his or her country of nationality who is unable or unwilling to return because of persecution or a well-founded fear of persecution on account of race, religion, nationality, and membership in a particular social group, or political opinions.

    Those who support the regime in Eritrea, their refugee status are in big????

    You cannot be a refugee at the same time support a mafia regime that you fear persecution.

POST A COMMENT