Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Save our refugee, Eritrean Women’s Community Center in Tel Aviv, Israel

REMEMBER! Eritrean women in Israel traveled through the Sinai desert in Egypt in order to reach Israel. The journey was notoriously dangerous as many refugees were held hostage by human traffickers for extended periods of time

REMEMBER!

Eritrean women in Israel traveled through the Sinai desert in Egypt in order to reach Israel. The journey was notoriously dangerous as many refugees were held hostage by human traffickers for extended periods of time until they were released in exchange of large sums of money. Many of them were raped and had  experienced violence and torture along the way.

 The Eritrean refugee women in Israel are dealing with trauma, injury, a breakdown of family structure as well as severe emotional pain. The trauma experienced in the Sinai has collectively influenced the Eritrean community in Israel, especially the community of Eritrean women. 

The community centre, which provides crucial service for the abused Eritrean women deserve our utmost support.

Please click on this crowdfunding page to support the Eritrean Women’s Community Center.

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Bereket T. October 16, 2016

    Very sad and sorry to see our hard working, loving and kind sisters bend down their heads as a sign of sadness and discouragement. Please lets support them as much as possible by moral support, financial contribution, positive advises and with any other help or encouragements. For every healthy family or society a woman is the main and major player and holder. After all the trauma, they surely deserve our full support and guidance. Indeed. as with Bob Marley’s great song of “no woman no cry”.

  • haki October 17, 2016

    But the mesterious thing is that how 40000 to 50000 Eritrean youths ended up in Israel,and why to Israel,are they have been used by Isayas and Arabs as canon fodder,and are they really Eritreans,because there are those black jews from Ethiopia whose features is same like Eritreans?

  • k.tewolde October 17, 2016

    HGDEF”S signature trademark, manufacturing and exporting refugees,our country never bled out like this in its entire chain of colonial history. The ‘liberators’ are working to liberate the land from its inhabitants 24/7 so that they can have it alone to exploit with their foreign counterparts.Fact is, they are forgetting they need slave labor to accomplish that.There was nobody around to warn me this will be the outcome when I ventured to the field at 14 y/o. Cry my beloved motherland cry….

  • AHMED SALEH !!! October 17, 2016

    haki do kinizareb
    A real man feels down with shame to see his sisters subjected into humiliations .
    ATA ABEY ALLA HAFTKHA , ATA ABEY ALLO HAWKHA ! no answer . niente , suk kem anchiwa .
    How the hell this strange hoodlum culture dominated the society stunned many old friends of our nation .

  • DESALEGN October 18, 2016

    ብዛዕባ ዶብ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት

    ዶብ ኤርትራ ካብ ኣብ ካርታ ስእሊ ሓሊፉ ኣብ ምድሪ ብግብሪ ዘይተመልከተ ብምኻኑ ህግደፍ ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኩናት ከምዘካየደን ኣዚዩ ብዙሕ ሂወት ሰብ ከምዝ ሃለቐን ንብረት ከምዝዓነወን ከምእዉን ህዝቢ ኤርትራ ከምዝተመዘናበለ ይፍለጥ። ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ናይ ባድመ ይግበኣኒ ጉዳይ ብው.ሕ.ሃ ባድመ ናይ ኤርትራ ምኻኑ ተወሲኑ። ነቲ ብው.ሕ.ሃ ዝተዋህበ ብይን ብመንገዲ ክልትኤን ሃገራት ቅቡል ከምዝገበረኦ ብወግዒ ኣፍሊጠን እየን። ው.ሕ.ሃ ግብራዊ ስራሕ ምምልካት ዶብ ንምጁማር ኣብ ዝብል ደረጃ ምስ በጽሐ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግብራዊ ስራሕ ምምልካት ዶብ ክጅመር እንተኾይኑ ዝምልከተና ሃገራት ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልና ብምዝታይ ጥጡሕ ባይታ ንምምልካት ዶብ ዝምልከት ክንፈጥር ኣለና ዝብል ሓሳብ ምስ ኣቕረበት ው.ሕ.ሃ ኤውሮፓዊ ህብረትን ገለ ሃገራት ኣፍሪካን ነቲ ጉዳይ ፍታሕ ንምንዳይን ሓቢርካ ምዝታይ ንዝብል ሓሳብ ቅቡል ኮይኑ ስለዝረኸበኦ ንኽሰርሓ ተበጊሰን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ጊዜ ርክብ ከካይዳ እንከለዋ መንግስቲ ኤርትራ ንኽልተ ልኡኻት ው.ሕ.ሃ ኣብ ኤርትራ ኣትዮም ስረሖም ንኸየሰላስሉ ክልተ ጊዜ ናይ ቢዛ ሕቶ ብምንጻግ ካብ ናይ ሽምግልና ው.ሕ.ሃ ብገዛእ እዲ ከምዘዝለቐ ኩሉ ዓለም ዝፈልጦ ጉዳይ እዩ።

    ህግደፍ ነቲ ዝነበረ ሽምግልና ዘይምቕባሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ወይ ሕጋዉነት ኣለዎ ድዩ ኢልና ክርኢ ምስ እንፍትን። ብመሰረቱ ህግደፍ ዝወሰዶ ስጉምቲ ግ ጉይ ጥራሕ ዘይኮነ ዘይሕጋዊ እዉን እዩ ነይሩ። ምኽንያቱ ጉዳይ ብሕጋዊ መንገዲ ንኸሳልጡ ናይ መእተዊ ቪዛ ናብ ኤርትራ ምኽልካል ዓብይ ገበን እዩ። ንሕጋዊ ሰብ ተቐቢልካ ተዘራርቦ እቲ ዝብሎ ነገራት ምስ ዘይት ሰማማዓሉ ንሓሳባትካ ኣይቅበሎን ኢኻ ክትብል ዘለካ። እንተዘይ ኮይኑ ምስ እተሸገርካ እንዳእወኻ ርድኣኒ በጃኻ ኢልካ ለሚንካ ምስ እተብቅዕ ሰላም ምስ ኣውረደልካ ናብ ገዛይ ኣይትእተወኒ ማለትከ ኣብ ምንታይ እዩ ክቑጸር። እዚ ተርእዮዚ ብህግደፍ ሓዱሽ እይኮነን ኣብዝቐረባ እዋን ዓለም ኩሉ ትፈልጦ መግስቲ ሕግደፍ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ኣብ ዓለምለኻዊ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ኤርትራ ኣትዮም ስረሖም ከየሳልጡ ከምዝተኣገዱ ይፍለጥ።

    ናብ ቀዲ ኣርእስተይ ክምለስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘልዓሎ ነጥቢ ሓቢርና ንዘቲ ዝበሎ ሓሳብ ክንርኢ ምስ እንፍትን ዘቕረቦ ሓሳብ ብመሰረቱ ቅቡልን ክስገር ዘይኽእልን እዩ። ምኽንያቱ እዚ ምዝታይ ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ንኤርትራን ንኢትዮጵያን ዝምልከት ኮይኑ ክልትኤን ሃገራት ሓቢረን ቅድመ ኩነት ንምሕንጻጽ ዶብ ክሰርሓን ጥጡሕ ባይታ ኽፈጥራ ይግባእ። ክልቲኤን ሃገራት ዝገብረኦ ዘተ ው.ሕ.ሃ ይኹን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ካልኦት ናይ ኣፍሪካ ሃገራት ኣብ ምውህ ሃድ ንሓበራዊ ዘተ ክልትኤን ሃገራት ክሰርሓ ይኽእላ ክነየውዚ ሰጊረን ዝትግብረኦ ስራሕ ክህሉ ኣይኽእልን እዩ። ክልቲኤን ሃገራት ምስ ዶብ ምሕንጽጽ ርክብ ዘለወን ገጠራትን ከማታትን ህዝቢ ብምርኻብ ኣድላይ ዝኾነ ቅድመ ኹነት ምሕንጻጽ ዶብ ምስ ኣጠናቐቓ። ንው.ሕ.ሃ ኩሉ ዘድሊ ቅድመ ኩነት ንምሕንጻጽ ዶብ ዝምልከት ከምዘጠናቐቓ የፍልጣ። ው.ሕ.ሃ ክኢላታቱ ብምልኣኽ ናይ ዶብ ምሕንጻጽ ስራሕ የካይድ። ክኢላታት ውሕሃ ብዝሓንጸጽዎ መሰረት ኤርትራን ኢትዮጵያን ቅቡል ብምግባር ናይ ዶብ ምስሕሃብ ዝበሃል ነገራት ኣብዚ ይዕጾ። ካብዚ ወጻኢ ዝኾነ ዓይነት መፍትሒ ክመጽእ እዩ እልካ ምጽባይ ግን ካሊእ ዘይነበረ ሰበብ ኽመጽእ ወይ ነቓዕ ምፍጣር ኮይኑ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዶባት ንመዋእል ፍታሕ ከምዘይህልዎ ኤርትራዊያን ብፍላይ ተዳናገጽቲ ህግደፍ ሙሁራት ኢና ትብሉ ጠንቂ ዶባትን ዝመጽእ ሳዕቤናቱን ብምግንዛብ ህግደፍ ናብ ዘተ ሰላም ናብታ ብገዛእ ኢዱ ዘቋረጻ መድረኽ ተመሊሱ ጉዳይ ዶብ ናይ መወዳእታ መልክዑ ንኽሕዝ ክሰርሕ ከምዘለዎ ንግደፍ ኣድላይ ዝኾነ ድፊኢት ክትገብርሉ ከምዘለኩም ክምዕደኩም መሪጸ ኣለኹ።

    ዶብ ኤርትርን ኢትዮጵያን ምህንጽጽ ማለት ዓብ ኣለምና እቲ ዘዓበየ ፕሮጀክት ከምኻኑ መጠን ኣዝዩ ብዙሓት ኪኢላታትን ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ዝሳተፍዎ ስጋብ ዝኾነ ዝዓበየ ምውህ ሃድ ዘልድልዮ ስራሕ ስራሕ ብምኻኑ ናይ ክልቲኤን ሃገራት መራሕቲ ምሉእ ምትሕብባር ዘድልዮ ጉዳይ እዩ።

    “ተሪፉ ዘሎ ስራሕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ምሕንጽጽ ዶብ ንኽትግበር ተፈትዩ ተጸሊኡ ኣብ ጣዉላ ሓቢርካ ኮፍ ብምባል መዓዲ ዘተ ምክያድ ጥራሕ እያ”

    ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጳይን ኣብ ጊዝይኡ ፍታሕ ምስ ዘይረክብ ዝመጽእ ሳዕቤን ኣዙዩ *** ከቢድ ምኻኑ ከጠንቅቕ ይፈቱ!

POST A COMMENT