ቪድዮን ስእላውን ሓበሬታ ብዛዕባ ኣጠሓሕላ መርከብ “ደንደን”።
እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን "ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር" ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን።
እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን “ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር” ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ ።/ ስእላዊ መግለጺ ናይ’ቲ ኩነታት ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ።
መራኸቢ ብዙሃን መንግስቲ ኤርትራ ነታ 16 ኤርትራውያን ባሕረኛታት ዝነበሩዋ ሓደጋ ምጥሓል ዘጋጠማ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን ” ዝምልከት ሓበሬታ ዛጊት ኣይሃቡን።