Popular Participation – Voice of Assenna, 23rd Dec, 2011
[audio src="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2011/12/AsenaOnline23122011.mp3" width="500" height="320" poster="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2011/12/Excuses_Stop.jpg" progress="true"]
MEHRETU HABTE December 23, 2011
ኣማኑኤል፣ እንጀራ ´ዝጊ ብላዕ ። ንጀብሃ ዝወረዳ ንኹላትና ከሕምመና ይግባእ። ምንም እኳ personally “ካብ ዝተማህረ ህግደፍ፣ ዝዓበደ ጀብሃ ” ይበልጽ ኢለ እንተኣመንኩ፣ ናይቶም፣ ኣብዘይቦትኡ ብምእታው፣ counter productive ዘማዕብሉ፣ ኣብ ክንዲ ELF,….FTC (Full Time Complainers ) ክስየሙ ይግብኦም። ቃልሲ ኤርትራ ግን ጽልኢ ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ እቲ ተግባሮም ኣይገርመንን ። ከም ሻዕብያ፣ ንሳቶም እውን ሸፋቱ እዮም ኔሮም።They were just mild,conscious bandits !!!!