ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ነቲ ወትሩ ብህግደፍ ዝካየድ ደሞክራሲያውን ሃገራውን ተስፋ ዝንበ ኮነ ኣስተዋጽኦ ዘይውንን፣ ብዘይካ መአከቢ ገንዘብን ዝጎደላ ሳንዱቅ ህግደፍ መምልኣኢ እንተዘይዀይኑ ካልእ ፋይዳ ዘይብሉ ኣበርክቶ ኣልቦ ዝኾነ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም እዩ። Continue reading July 15, 2008 1:24 amassenna001849Views SHARE ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ነቲ ወትሩ ብህግደፍ ዝካየድ ደሞክራሲያውን ሃገራውን ተስፋ ዝንበ ኮነ ኣስተዋጽኦ ዘይውንን፣ ብዘይካ መአከቢ ገንዘብን ዝጎደላ ሳንዱቅ ህግደፍ መምልኣኢ እንተዘይዀይኑ ካልእ ፋይዳ ዘይብሉ ኣበርክቶ ኣልቦ ዝኾነ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም እዩ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰላማዊሰልፊተኻይዱኣብኣንጻርከተማፈስቲቫልፍራንክፈርት