መንግስቲ ኤርትራ ካብ ምስሪ ብግዴታ ካብ ዝተመልሱ ኤርትራውያን ንገለ ፈልዩ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ተፈሊጡ። መንግስቲ ኤርትራ ካብ ምስሪ ብግዴታ ንዝተመልሱ 740 ኤርትራውያን “ጽቡቕ ገይረ ተቐቢለዮም፡ ተሓጕሶም፡ ኣመስጊኖምኒ” እናበለ፡ የውሪ ‘ኳ እንተሎ፡ ንሓያለ ተጋደልትን ታሕተዎት ሓልፍቲ ሰራዊት ነበርን ንበይኖም ፈልዩ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading July 5, 2008 2:16 amassenna001915Views SHARE መንግስቲ ኤርትራ ካብ ምስሪ ብግዴታ ንዝተመልሱ 740 ኤርትራውያን “ጽቡቕ ገይረ ተቐቢለዮም፡ ተሓጕሶም፡ ኣመስጊኖምኒ” እናበለ፡ የውሪ ‘ኳ እንተሎ፡ ንሓያለ ተጋደልትን ታሕተዎት ሓልፍቲ ሰራዊት ነበርን ንበይኖም ፈልዩ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: መንግስቲምስሪብግዴታተፈሊጡ።ንገለኣሲሩዎምኤርትራኤርትራውያንከምዘሎካብዝተመልሱፈልዩ