ኣብ ዘይ ሰምዓካ ደብሪ ከድካ ኣይትማህለል
ሃገርና ኤርትራ ካብ ጥንቲ ካብ ጥቅምቲ ብብዙሕ መከራን ሕሰምን ዝተሞኰረት ብሽግር ዝላደየት ስትንፋስ ናይ መሰል ወዲሰብ ኣስተማቒሩ ዘይፈልጥ ትሸዓተ ብሄራትን ብሄረሰባትን ዝሓቖፈት ብኹሉ ህዝብታታ ዝተፈትወትን እትናፈቕን ሃገር ምዃና ምስክር ዘየድልዮ፡ ንመዋእል ክቡር ሂወቱ ዝኸፈለን ጌና ዝኸፍለላ ዘሎን ካብ ጭቆና ተላቒቑ ዘይፈልጥ ዉጹዕ ህዝብታት ዝቖመት ሃገር እያ።