ኣይረሳዕኩኽንን፡ ኣሓተይ ብጾተይ መቃልስተይ
ዘዕብየትኒ ስድራቤት፡ ዓደይ፡ መተዓብተይ፡ መማህርተይ፡ ናይ ናጽነትን ሓርነትን መቃልስተይ ከምዘይነበረ ክርስዖን ካብ ሓንጎለይ ከውጽኦን ዘይከኣል እዩ።ወይ ድማ ኣእምሮይ ዝሰሓትኩ ክኸውን ኣሎኒ ማለት እዩ።