ሕልመይ ሕልሚ ድኻ‘ዩ።
ዓመት 2008 መጺኡ እኖሆ’ሞ ሕጂ’ውን ከምቲ ልሙድ ብሓዲሽ ባዕላውን ውልቃውን ውሳነን ትጽቢታትን ክንኣትዎ ቅቡል ኮይኑ፡ ትጽቢትና ካብ ዝሓልፉ ዓመታት በሊጹን ሓቂ ለቢሱ ክዓስል’ውን ጸጋ’ዩ።