ምስጋና ንወራዙ ኣያታት: ፍሉይ መልእኽቲ ንህዝቢ
ንዝወረደካ መከራን መዓትን ግና ወይ ኣሜን ኢልካ ተቐቢልካ ምርማስ፤ ወይ አምብለይ! ኣይፋል ንጨቆና ፤ኣይፋል ንውርደት፤ኣነ ሰብየ ከም ከብቲ ኣይሕረድን ኢልካ በብዘለኻዮን በብትኽእሎን ምምካት ኣማራጺ ዘይብሉኣገባብ ዩ።