መታዕቢተይ፡ ነዛ ሃገር ኣድሕንዋ – ብኣሮን ብርሃነ
መታዕቢተይ፡ እዛ ሃገር ናብ ምንታይ ተመርሕ ከምዘላ ትዕዘቡ ዶ ኣለኹም? ዝተዳህከ ቁጠብኣ ከይተበራበረ፡ ዝተዘርገ ጸጥትኣ ከይተመልሰ፡ ዝተመዛበለ ህዝባ ከይተጣየሰ፡ ዝተጎድአ ቁስላ ከይሓወየ ካልእ ሓደጋ ከንጸላልዋ ጀሚሩ።