ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ! ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት
ሕዝብና ካብ ዝሓለፈ ግዝያት ንላዕሊ ንፍትሕን ሕግን ንመሰሉን ንምቅላስ ይለዓል ከምዘሎ ኣብቲ ዝነበረ ብዝሒ ተሳተፍቲ ክዕዘብ ክኢለ፤ ብናተይ ውልቃዊ ትዕዝብትን ግምትን ከኣ ብውሑዱ 500 ዝኸውን ሕዝቢ ኣቢሉ ይኸውን ነይሩ በሃላይ ኢየ።