Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፈተነ ቅትለት ብዝተኣሳሰረ ቁጽሮም ዘይተወሰነ ሰባት ከም ዝኣሰረ ተኣሚኑ።

Siመንግስቲ ኤርትራ ምስቲ ብ13 ጥቅምቲ ንኮለኔል ስምኦን ገብረድንል ንምቕታል ዝተኻየደ ፈተነ ቅትለት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ሰባት ከምዝኣሰረ ምእማኑ ሮይተርስ ካብ ኣሰመራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT