Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እሱራት ፖሎቲካን ሕልናን ኤርትራና፣ካብ ደገ ነንብር ዘሎና ኤርትራውያን ፍቕርን ተሓላቕነትን ኣይጒደሎም።

Septእሱር፣ ኣብ ቅድሚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ክትሕረድ ዝቐረበት ደርሆ ንታሕቲ መሰል ዘለዎ፣ ባህላውን መንፈሳውን ሃገራውን ክብሪ ዝተቐንጠጠ፣ ሬሳ ዓይኒ ዘለዎ እዩ። ከይጠሚ፣ ከይህረም፣ ስድራኡ ክበጽሕዎ፣ ክሕከም፣ ክመሃር፣ ጉዳዩ ብነጻ ቤት ፍርዲ ክርኤ፣ ብጠበቓ ንነፍሱ ክከላኸል መሰሉ እዩ። እዚ ግን ኣብ ኤርትራ ዘይሕሰብ ከም ዝኾነ ኩልና ንፈልጦ ሓቒ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT